ብዛዕባ ኣብ ዩክሬን ንዘሎ ፍሉይ ማዕድናት ውዕል ክፍርሙ ትጽቢት ዝተገብረሎም ፕረዚደንታ ዶናልድ ትራምፕን ቮልድይመር ዘለንስኪን፡ ብዘይ ፍረ እሞ ድማ ብዓውታን ቆይቂን ተበቲኑ። ርክብ እቶም ክልተ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ንቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኪየር ስታርመር ኣብ ዋይት ሃውስ ተቀቢሎም ኣናተጊዶሞም። ክልቲኦም መራሕቲ ነቲ ሰለስተ-ዓመታት ዘቁፀረ ሕሱም ኵናት ዩክሬን መዓልቦ ንምግባር ዘለዎም ራኢ’ውን ኣቀሚጦም’ለዉ። እዞም ክልተ ፅኑዓት መሻርኽቲ ብዛዕባ ንግድን ቀረጽን ከምኡ’ዉን ኣብቲ ...
Africa Centers for Disease Control and Prevention said Thursday a mysterious illness in northwest Congo that has surpassed ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ፡ ብሰኑይ ንቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ከም ዝሓበሮ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ድሕሪ ዝጀመረ ኲናት ሰሜን ኮንጎ ዛጊት ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ህዝቢ ...
ዝተሓደሰ--ኣብ መንጎ ሓማስን እስራኤልን ተበጺሑ ዝጸንሐ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ንምቕጻሉ ኣብ ካይሮ ግብጺ ትማሊ ሓሙስ ዝርርብ ከም ዝተኻየደ ሚኒስትሪ ዜና ግብጺ ኣመልኪቱ። ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ...
ክሳብ ሚእቲ ሽሕ ዝግመቱ ነበርቲ ኣተንስ ግሪኽ፡ ብምኽንያት ዝኽሪ ካልኣይ ዓመት ሓደጋ ባቡር ብዝገበሩዎ ሰልፊ እታ ከተማ ደስኪላ ውዒላ። እቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ልክዕ ከምዛ ሎሚ 28 ለካቲት ዘጋጠመ ...
“ዊነር ኪድስ” ዝተሰምየ መደብ፡ ህጻናት ብሕልፊ ድማ እቶም ናይ ኣእምሮ ድሩትነት ዘለዎም ወገናት ንምንባብን ምስትምሃርን ዝሕግዝ መደብ’ዩ። ኣዳለውቲ እዚ ፕሮግራም ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኤርትራ ...
መራሒ ተቓለስቲ ኩርዳውን ዝዀነ ዓብደላ ኦጀላን፡ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኰይኑ ንተቓለስቲ ኣብ ዝፈነዎ መልእኽቲ ንኣርባዓ ዓመታት ዝኸደ ቃልሲ ደው ከብሉ ጸዊዑ። እቲ ካብ 1999 ኣትሒዙ ኣብ ...
ቤተ መንግስቲ ሩስያ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ሩስያ ኣካለይ እትብለን ሓሙሽተ ግዝኣታት ዩክሬን ኣብ ዋጋ-ዕዳጋ ከም ዘይተእቱ ገሊጻ። ንገለአን ገና ምሉእ ብምሉእ ኣይትቆጻጸረንን'ያ። ወሃቢ ቃል ...
ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ጀርመን ዝኾነ ሙኒክ፡ ሰራሕተኛታቱ ንኽልተ መዓልታት ብዘካየድዎ ኣድማ ብኣማኢት ዝቑጸር በረራታት ተሰሪዙ። ብመሰረት ወሃቢ-ቃል እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ካብ 380 ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዝገብሮ ኣኼባ፡ ሓይልታት ወሃቢ ህጹጽ ደገፍ ሱዳን ንገለ ከባቢታት እታ ሃገር ንምምሕዳር መንግስቲ ምምስራት ዝብል ዘልዓሎ ሓሳብ ዘለዎ ሻቕሎት ገሊጹ። ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results